| ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ገንዝብ ታሓዚ |
| Posted Date | ሰሉስ ሚያዝያ 11, 2008 |
| Closing Date | ሶኒ ሚያዝያ 17, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወደዲሩ ክቆፅር ወይ ብዝዉዉር ክምድብ ይደሊ |
| Educational Requirements |
|
| Desired Skills | ብአካዉንቲንግ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን : ባንክን ኢንሹራንስን: ኮኦፕሬቲቭ አካዉንቲንግ :ብማናጅመንት : ፓብሊክ ፋይናንስ :ፋይናንሻል ማናጅመንት : ብኢኮኖሚክስÂ |
| Experience Requirements | 10/12 ክፍሊ ዝወደአ በቲ ሞያ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ ብአካዉንቲንግ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን : ባንክን ኢንሹራንስን: ኮኦፕሬቲቭ አካዉንቲንግ :ብማናጅመንት : ፓብሊክ ፋይናንስ :ፋይናንሻል ማናጅመንት : ብኢኮኖሚክስ ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ10+1 ሰርተፊኬት በቲ ሞያ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ሰርተፊኬት በቲ ሞያ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ COC የድሊ ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ10+3 ብዲፕሎማ በቲ ሞያ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ COC የድሊ ካብ ቴክኒክን ሞያን IV ወይ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይ 4Â ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ ዝተመረቀት በቲ ሞያ 2Â ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ |
| How to apply |
|