በዓል ሞያ ኤሌክትሮኒክስ ምምሕዳር ፅገና ቴሓር

Tigray Construction Road and Transport Bureau
Description

ዓ.ትምህርቲ ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢነፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮምፒተር ኢንጅነሪንግ፣ ሶፍትዌር ኢንጅነሪንግ፣ ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ስይስተም

Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 20/05/2006 – 27/05/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ታሓዝኩም ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ደ/ከ/ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 198 ክትምዝገቡ እናታሕሳሰብና ካብ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝወደኣ ካብ ሙያ ብቅዓት // መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ኣለዎ።

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ዝገልፅ ምካኑ ንሕብር።

Share this Post:
Backs