ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ | |
---|---|
Position | በዓል ሞያ ኤሌክትሮኒክስ ምምሕዳር ፅገና ቴሓር |
Posted Date | ዓርቢ ጥሪ 23, 2006 |
Closing Date | ረቡዕ ጥሪ 28, 2006 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ዓ.ትምህርቲ ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢነፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮምፒተር ኢንጅነሪንግ፣ ሶፍትዌር ኢንጅነሪንግ፣ ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ስይስተም |
Educational Requirements | |
Desired Skills | |
Experience Requirements | |
How to apply | መተሓሳሰቢ ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 20/05/2006 – 27/05/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ታሓዝኩም ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ደ/ከ/ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 198 ክትምዝገቡ እናታሕሳሰብና ካብ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝወደኣ ካብ ሙያ ብቅዓት // መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ኣለዎ። ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ዝገልፅ ምካኑ ንሕብር። |