Tigray Professional Qualification Certification Agency

Description

ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ካብ ደገ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements

ብርኪ ትምህርቲ 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብአካዉንቲንግÂ ና ኢንሹራንስ ፡ ኮኦፐሬቲቭ አካዉንቲንግÂ ፡ማናጅመንትÂ ፡ኢኮኖሚክስ ዝተመረቀ /ት

Desired Skills

ፍልጠት ኣብ ሪፎርማት አሰርሓታት ሲቪል ሰርቪስ አፍልጦ ዘለዎ /ዋ

ክእለት ምዘና መረጋገፂ ብቅዓተ ሞያ ዝምልከቶ እንትከዉን level by level ብርኪ 4/5 ዝበቀዐ/ ት

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ /ዋ

ስነ ምግባር ፅቡቅ ስነ ምግባር ዘለዎ /ዋ

Experience Requirements

መደብ ስራሕ በዝሓቶ መስመር ሞያ ን 1ይ ዲግሪÂ 5 ዓመት

መደብ ስራሕ በዝሓቶ መስመር ሞያ ን 2ይ ዲግሪ 4 ዓመት

How to apply

መመዝገቢ ቦታ

ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 10 ደ/ ከ/ስራሕ አመራርሓ ስራሕቲ ሓየሊ ሰብ

አድራሻ : Â ኤጀንሲ ምርጋግፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቀበሌ 17 ጥቃ ዕዳጋ ብዕራይ ወይ ክላስተራትና

ንዞባ ሰ ምዕራብ /ሽረ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብÂ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃÂ ስ ቁ 0344434335Â ወይ 0914780669

ንዞባ ደቡብ /ማይጨዉ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ የግል ድርጅት ዋስትና ህንፃ ስ ቁ 0347771643Â ወይ 0910799903

ንዞባ ማእከል /ኣክሱም/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃÂ ስ ቁ 0347753909Â ወይ 0914743621

  ተወሳኺ ሐበሬታ ብስ ቁ 0348409235 ወይ 0914748573 ወይ 0914876912