South East zone Justice office

Description

ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝስዕብÂ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ብዝዉዉርን ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ብቀዋሚ ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements

ብIT፣ ብኮምፒተር ሳይንስ ፣ወይ ሰክሬተሪያል ሳይንስ ዝተመረቀ/ ት

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ባችለር/ ቀዳማይ/ ዲግሪ ወይ ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ብ ብርኪ V ዝተመረቀ 4 ዓመት ብማስተርስ Â ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕÂ ልምዲ ዘለዎ ዋ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ትምቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +2 ሰርትፍኬት ዝተመረቀ ወይÂ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ ብብርኪ II ዝተመረቀ/ ት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ ስራሕ ልምዲ 10 ዓመት ዘለዎ /ዋ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ትምቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ሰርትፍኬት ዝተመረቀ/ ትÂ ወይ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ / ት ወይ ብብርኪ III ዝተመረቀ ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ /ት ስራሕ ልምዲ 8 ዓመት ዘለዎ/ ዋ

መደብ ስራሕ በዝሓቶ መስመር ሞያ ብብርኪ IV ዝተመረቀ /ት ወይ ካብ ኮሌጀ ቴክኒክ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ Â ስራሕ ልምዲÂ 6 ዓመት

Desired Skills

Experience Requirements

ቀጥታ አግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 100%

ብዳታቤዝ ብሶፍትዌር Â ኔትዎርክ ቴሓር /ICT/ በዓል ሞያ

ስታስቲክስÂ (መረዳእታ) ዝሰረሐ

ብተዘዋዋሪÂ ኣግባብነት ዘለዎÂ ስራሕ ልምዲ 50 % ዳታ ኢንኮደር

ሰራሕ ቦታ ቤት ፅ/ት ዞባ ደ/ምብ መቐለ

How to apply

መመዝገቢ ዕለት ካብ 10/ 06 /2008 ክሳብ 17 /06 /2008 ዓም

መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ምብራቅ ምም/ር ሰራሕተኛን ጥቅማጥቅምን

ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዋንኡን ፎቶ ኮፒን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ይግለፅ

አድራሻ : ናይ ቀደም Â አፀዋዉዓ ቀበሌ 17 ማረት ፊት ለፊት ቁረብ ዉርድ ኢልካ ዝርከብ ዓብይ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ