| ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ | |
|---|---|
| Position | ኪኢላ ዳታቤዝ |
| Posted Date | ቀዳም የካቲት 12, 2008 |
| Closing Date | ሓሙስ የካቲት 17, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | ፕሳ -4 ወይ መፕ -11 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝስዕብÂ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ብዝዉዉርን ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ብቀዋሚ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ብIT፣ ብኮምፒተር ሳይንስ ፣ወይ ሰክሬተሪያል ሳይንስ ዝተመረቀ/ ት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ባችለር/ ቀዳማይ/ ዲግሪ ወይ ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ብ ብርኪ V ዝተመረቀ 4 ዓመት ብማስተርስ Â ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕÂ ልምዲ ዘለዎ ዋ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ትምቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +2 ሰርትፍኬት ዝተመረቀ ወይÂ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ ብብርኪ II ዝተመረቀ/ ት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ ስራሕ ልምዲ 10 ዓመት ዘለዎ /ዋ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ትምቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ሰርትፍኬት ዝተመረቀ/ ትÂ ወይ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ / ት ወይ ብብርኪ III ዝተመረቀ ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ /ት ስራሕ ልምዲ 8 ዓመት ዘለዎ/ ዋ መደብ ስራሕ በዝሓቶ መስመር ሞያ ብብርኪ IV ዝተመረቀ /ት ወይ ካብ ኮሌጀ ቴክኒክ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ Â ስራሕ ልምዲÂ 6 ዓመት |
| Desired Skills | ብIT፣ ብኮምፒተር ሳይንስ ፣ወይ ሰክሬተሪያል ሳይንስ ዝተመረቀ/ ት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ባችለር/ ቀዳማይ/ ዲግሪ ወይ ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ብ ብርኪ V ዝተመረቀ 4 ዓመት ብማስተርስ Â ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕÂ ልምዲ ዘለዎ ዋ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ትምቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +2 ሰርትፍኬት ዝተመረቀ ወይÂ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ ብብርኪ II ዝተመረቀ/ ት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ ስራሕ ልምዲ 10 ዓመት ዘለዎ /ዋ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ትምቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ሰርትፍኬት ዝተመረቀ/ ትÂ ወይ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ / ት ወይ ብብርኪ III ዝተመረቀ ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ /ት ስራሕ ልምዲ 8 ዓመት ዘለዎ/ ዋ መደብ ስራሕ በዝሓቶ መስመር ሞያ ብብርኪ IV ዝተመረቀ /ት ወይ ካብ ኮሌጀ ቴክኒክ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ Â ስራሕ ልምዲÂ 6 ዓመት |
| Experience Requirements | ቀጥታ አግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 100% ብዳታቤዝ ብሶፍትዌር Â ኔትዎርክ ቴሓር /ICT/ በዓል ሞያ ስታስቲክስÂ (መረዳእታ) ዝሰረሐ ብተዘዋዋሪÂ ኣግባብነት ዘለዎÂ ስራሕ ልምዲ 50 % ዳታ ኢንኮደር ሰራሕ ቦታ ቤት ፅ/ት ዞባ ደ/ምብ መቐለ |
| How to apply | መመዝገቢ ዕለት ካብ 10/ 06 /2008 ክሳብ 17 /06 /2008 ዓም መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ምብራቅ ምም/ር ሰራሕተኛን ጥቅማጥቅምን ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዋንኡን ፎቶ ኮፒን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ይግለፅ አድራሻ : ናይ ቀደም Â አፀዋዉዓ ቀበሌ 17 ማረት ፊት ለፊት ቁረብ ዉርድ ኢልካ ዝርከብ ዓብይ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ |