Office of Tigray People's Liberation Front

Description

ዞባ ክልል ስትፍ ህወሓት ቤት ፅሕፈት ሓደ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ በዚ ዝስዕብ ረቀሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

Educational Requirements

  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ባችለር ዲግሪ ዘለዎ/ ዋ
  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10 +3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደ /አት

Desired Skills

ሒሳብ

Experience Requirements

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ባችለር ዲግሪ ዘለዎ/ ዋ 4 ዓመት ብሒሳብ ብተመሳሳሊ ሙያ ዝሰረሐ /ት

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10 +3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደ /አት 12 ዓመት ብሒሳብ ብተመሳሳሊ ሙያ ዝሰረሐ /ት

How to apply

ናይ ትራንስፖርት አበል 210 ብር

ኣባል ህወሓት ዝኮነ ስነምግባር ሕሉዉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ዋ ተኮይኑ  ይምረፅ መመዘኒ ነጥቢ   እተማልኡ  ክትወዳደሩ እትደልዩ አመልከቲ መረዳእታ ትምህርትን ስራሕ ልምዲን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ካብ ዕለት 17/ 05 /2008 ዓም ክሳብ 25/ 05 /2008 ዓም ሰዓት 10 ድሕሪ ቀትሪ ምቅራብ   ዝከኣል ኮይኑ መመዝገቢ ቦታ ኣብ ክልል ርእሰ ምምሕዳር  ኣልማዝ ካፌ ቢሮ ቁፅሪ 07 ይከዉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0914788209 / 0914042019

መብርሂ: ኣብ ሕወሓት ቤት ፅሕፈት ተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰርሑ ነይሮም ዝዉዉር ንዘመልክቱ ተወዳደርቲ ቅድሚያ ንቅበል