ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/ | |
---|---|
Position | ዞባ ፋይናንስ |
Posted Date | ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 |
Closing Date | ረቡዕ ጥሪ 25, 2008 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ዞባ ክልል ስትፍ ህወሓት ቤት ፅሕፈት ሓደ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ በዚ ዝስዕብ ረቀሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም |
Educational Requirements |
|
Desired Skills | ሒሳብ |
Experience Requirements | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ባችለር ዲግሪ ዘለዎ/ ዋ 4 ዓመት ብሒሳብ ብተመሳሳሊ ሙያ ዝሰረሐ /ት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10 +3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደ /አት 12 ዓመት ብሒሳብ ብተመሳሳሊ ሙያ ዝሰረሐ /ት |
How to apply | ናይ ትራንስፖርት አበል 210 ብር ኣባል ህወሓት ዝኮነ ስነምግባር ሕሉዉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ዋ ተኮይኑ ይምረፅ መመዘኒ ነጥቢ እተማልኡ ክትወዳደሩ እትደልዩ አመልከቲ መረዳእታ ትምህርትን ስራሕ ልምዲን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ካብ ዕለት 17/ 05 /2008 ዓም ክሳብ 25/ 05 /2008 ዓም ሰዓት 10 ድሕሪ ቀትሪ ምቅራብ ዝከኣል ኮይኑ መመዝገቢ ቦታ ኣብ ክልል ርእሰ ምምሕዳር ኣልማዝ ካፌ ቢሮ ቁፅሪ 07 ይከዉን ንዝበለፀ ሓበሬታ 0914788209 / 0914042019 መብርሂ: ኣብ ሕወሓት ቤት ፅሕፈት ተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰርሑ ነይሮም ዝዉዉር ንዘመልክቱ ተወዳደርቲ ቅድሚያ ንቅበል |