Description
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ አብ ዝተዘርዘሩ ናይ ስራሕ መደብ ናይ ደገ ተወዳደርቲ ኣወዳዳሩ ሰረሕተኛተታት ክቆፅር ይደሊ
Educational Requirements
-
ካልአይ ወይ ቐዳማይ ዲግሪ
Desired Skills
ብማርኬቲንግ ማናጅመንት
ቱሪዝም ማናጅመንት ወይ ቢዝነአስ ኣድሚኒስትሬሽን ጋዜጣኝነትን ኮሚኒኬሽን
ርክብ ህዝቢ :ኢኮኖሚክስ :አካዉንቲንግ ዝተመረቐ/ት
ፖሊስን ስትራተጂ መንግስቲ ዝርዳእ
ንኹሎም ሰነ ምግባራት ተገዛኢ ዝኾነ /ዝኾነት
ብጉጅለ ስራሕ ዝአምን/ምን
ናይ ኮምፒዩተር ክእለት ዘለዎ/ዘለዋ
Experience Requirements
ድሕሪ ምረቃ ቀደማይ ድግሪ እንተነአሰ በቲ ሞያ 6 ዓመትን ልዕሊኡን ንካልኣይ ድግሪ ድማ 4 ዓመት ልዕሊኡን ብማርኬቲንግ :ብጋዜጠኛታት :ብፕሮሞሸን ርክብ ህዝቢን አብ ምትእኽከብ እቶትን ተመሳሳሊ ናይ ምትሕብባር ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ኮይኑ
How to apply
- መረዳእታ ትምህርትን ልምዲ ስራሕን ምሰ ዋንኡ ዝተገናዘበ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ
- ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 11/2/2008 ዓ/ም ክሳብ 20/2/08 ዓ/ም /ቐዳም ፍረቂ መዓልቲ ምዝገባ አሎ/
- ፈተና ዝወሃበሉ እዋን ንቅድሚት ዝግለፅ ኮይኑ ፈተና 100 % ይታሓዝ
- ፈተና ትሕቲ 50 % ዘምፅእ ተወዳዳሪ አይሓልፍን
- ንዝምልከቶ ብቅዓት መረጋገፂ ሰትፊኬት ምቅራብ ናይ ግድን ይኸዉን
- አዉንታዊ መብርታትዒ ብመምርሒ ሲቪል ሰርቪስ ይፍፀም
- ስራሕ ቦታ ንኹሎም ስራሕ መደባት መቐለ ሓወልቲ ሰማእታት
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ ቑ 0342400062 ይደዉሉ