| ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ | |
|---|---|
| Position | መተሓባባሪ ድጋፍ ከይዲ ስራሕ ምምላይን ሐበሬታን ኪኢላ ማርኬቲንግ |
| Posted Date | ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008 |
| Closing Date | ቀዳም ጥቅምቲ 20, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ አብ ዝተዘርዘሩ ናይ ስራሕ መደብ ናይ ደገ ተወዳደርቲ ኣወዳዳሩ ሰረሕተኛተታት ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements |
|
| Desired Skills | ብማርኬቲንግ ማናጅመንት ቱሪዝም ማናጅመንት ወይ ቢዝነአስ ኣድሚኒስትሬሽን ጋዜጣኝነትን ኮሚኒኬሽን ርክብ ህዝቢ :ኢኮኖሚክስ :አካዉንቲንግ ዝተመረቐ/ት ፖሊስን ስትራተጂ መንግስቲ ዝርዳእ ንኹሎም ሰነ ምግባራት ተገዛኢ ዝኾነ /ዝኾነት ብጉጅለ ስራሕ ዝአምን/ምን ናይ ኮምፒዩተር ክእለት ዘለዎ/ዘለዋ
|
| Experience Requirements | ድሕሪ ምረቃ ቀደማይ ድግሪ እንተነአሰ በቲ ሞያ 6 ዓመትን ልዕሊኡን ንካልኣይ ድግሪ ድማ 4 ዓመት ልዕሊኡን ብማርኬቲንግ :ብጋዜጠኛታት :ብፕሮሞሸን ርክብ ህዝቢን አብ ምትእኽከብ እቶትን ተመሳሳሊ ናይ ምትሕብባር ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ኮይኑ |
| How to apply |
|