Description
ኮምሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወደዲሩ ብቋዋሚነት ክቆፅር ይደሊ
Educational Requirements
- 1ይ ዲግሪ
Desired Skills
- አካዉንቲንግ
- ማናጅመንት
- ፓብሊክ ፋይናንስ
- ብኪኢላ አካዉንታንት: ብዉሽጥን/ደገን ኦዲት : ሒሳብ በጀትን : ብምምሕዳርን ፋይናንስ ዝሰርሐ/ት
Experience Requirements
7 ዓመት
How to apply
- ነቲ አብ ላዕሊ ዝተገለፀ ስራሕ መደብ ንምምዝጋብ እትቀርቡ ተወዳደርቲ ዋና መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝገብ ትኽእሉ
- ንፈተና ዝሐለፍኩም ምዃንኩም ምስፈለጥኩም ካብ ሐዚ እትሰርሕሉ ቢሮ ወይ ካብ እትነብርሉ ምምሕዳር ብዛዕባ ስነ ምግባርኩም ዝገልፅ ብደብዳቤ ሒዝኩም ክትመፁ ነተሓሳስብ
- ናይ ምዝገባ ቦታ ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ኣብ ኮምፕሊክስ ህንፃ ጥቃ ማይክ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 265 ቀዳማይ ደብሪ ሓሳብ
- ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 10/02/2008 ዓ/ም 16/02/2008 ዓ/ም
- ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት
- ናብ ፈተና እትቐርብሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ምዃኑ ንሕብር
- ብሓድሽ ምምርሒ መመዘኒ ብቅዓት/COC/ ንዝምልከተኩም ክተቅርቡ አለኩም ዲፕሎማክን ዲግሪኩምን በይኖም ዓይነት ትምህርቲ እነተኮይኖም ዝምልከተኩምን
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344419164