| Position | ሲንየር ኦዲተር |
| Posted Date | ሓሙስ ጥቅምቲ 11, 2008 |
| Closing Date | ሓሙስ ጥቅምቲ 18, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 29-7-1 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኮምሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወደዲሩ ብቋዋሚነት ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | - አካዉንቲንግ
- ማናጅመንት
- ፓብሊክ ፋይናንስ
- ብኪኢላ አካዉንታንት: ብዉሽጥን/ደገን ኦዲት : ሒሳብ በጀትን : ብምምሕዳርን ፋይናንስ ዝሰርሐ/ት
|
| Experience Requirements | 7 ዓመት |
| How to apply | - ነቲ አብ ላዕሊ ዝተገለፀ ስራሕ መደብ ንምምዝጋብ እትቀርቡ ተወዳደርቲ ዋና መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝገብ ትኽእሉ
- ንፈተና ዝሐለፍኩም ምዃንኩም ምስፈለጥኩም ካብ ሐዚ እትሰርሕሉ ቢሮ ወይ ካብ እትነብርሉ ምምሕዳር ብዛዕባ ስነ ምግባርኩም ዝገልፅ ብደብዳቤ ሒዝኩም ክትመፁ ነተሓሳስብ
- ናይ ምዝገባ ቦታ ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ኣብ ኮምፕሊክስ ህንፃ ጥቃ ማይክ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 265 ቀዳማይ ደብሪ ሓሳብ
- ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 10/02/2008 ዓ/ም 16/02/2008 ዓ/ም
- ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት
- ናብ ፈተና እትቐርብሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ምዃኑ ንሕብር
- ብሓድሽ ምምርሒ መመዘኒ ብቅዓት/COC/ ንዝምልከተኩም ክተቅርቡ አለኩም ዲፕሎማክን ዲግሪኩምን በይኖም ዓይነት ትምህርቲ እነተኮይኖም ዝምልከተኩምን
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344419164
|