Description
ደብረ መዓዛ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣፀደ ህፃናትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡
Educational Requirements
ዲፕሎማን ልዕሊኡን
Desired Skills
ብሒሳብ / ብኢንግሊዝኛ ዝተመረቀ/ት
Experience Requirements
ሓደ ዓመትን ልዕሊኡን ዘለዎ
How to apply
1 ተወዳደርቲ ሙሉእ መረዳታ ከቅርቡ ኣለዎም፣
2 መመዝገቢ ዕለት ካብ 03/08/2011ዓም ክሳብ 08/08/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት
3 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 08/08/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00
4 ኣድራሻ መቐለ /ላጪ/ ደብረ መዓዛ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣፀደ ህፃናትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ወይ ፊት ልፊት ት/ቲ መሰቦ 2ይ ብርኪን መሰናድኦን
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0987-396304 ምድዋል ይከኣል፡፡