| ደብረ መዓዛ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣፀደ ህፃናትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ | |
|---|---|
| Position | ሒሳብ መምህር እና ኢንግሊዝኛ መምህር |
| Posted Date | ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011 |
| Closing Date | ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ደብረ መዓዛ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣፀደ ህፃናትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡ |
| Educational Requirements | ዲፕሎማን ልዕሊኡን |
| Desired Skills | ብሒሳብ / ብኢንግሊዝኛ ዝተመረቀ/ት |
| Experience Requirements | ሓደ ዓመትን ልዕሊኡን ዘለዎ |
| How to apply | 1 ተወዳደርቲ ሙሉእ መረዳታ ከቅርቡ ኣለዎም፣ 2 መመዝገቢ ዕለት ካብ 03/08/2011ዓም ክሳብ 08/08/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 3 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 08/08/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 4 ኣድራሻ መቐለ /ላጪ/ ደብረ መዓዛ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣፀደ ህፃናትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ወይ ፊት ልፊት ት/ቲ መሰቦ 2ይ ብርኪን መሰናድኦን ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0987-396304 ምድዋል ይከኣል፡፡ |