Tigray Allied Integrated Marketing Federation

Description

ኤም.ኤ ኤምቢኤ ቢ.ኤ ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብከኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ካልኦት ተመሳሰልቲ

ብውሑድ ን ኤም ኤስ ሲ 4+ ዓመት

ንቢኤ 6 ዓመት ቀጥታዊ ስራሕ ልምዲ ብሓላፍነት ዝስርሕ ይምረፅ

ፆታ አይፈልን 

Educational Requirements

Desired Skills

Experience Requirements

How to apply

መተሓሳሰቢ

  • ኣመልከቲ ዘለኩም መረዳእታ ስራሕ ልምዲ ናይ ትምህርቲ ደረጃን ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ሓደ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ብምቕራብ ካብ 17/04/2006 ክሳብ 28/04/2006 ዓ /ም ንጉሆ ካብ ሰዓት 2፡30 ክሳብ 6፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ካብ 8፡00 ክሳብ 11፡00 ምምዝጋብ ይክ እሉ

  • ምዝገባ ቦታ ሰምሃል ክሊኒክ ውርድ ኢልካ እንደርታ ዩኔን ህንፃ 2ይ ፎቅ ንተወሳኪ ሓበረታ 0344-410830/9913 ምድዋል ይከኣል