https://milkta.com/en/jobs/display/60
ኩሉመዳይ ዕዳጋ ፈደረሺን ትግራይ ሓ/ዝ/ሕብረት
Position መምርሒ ፋይናንስን ምምሕዳር ሓይሊሰብ ሓላፊ
Posted Date ሰሉስ ታሕሳስ 22, 2006
Closing Date ሓሙስ ጥሪ 1, 2006
location መቐል
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description

ኤም.ኤ ኤምቢኤ ቢ.ኤ ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብከኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ካልኦት ተመሳሰልቲ

ብውሑድ ን ኤም ኤስ ሲ 4+ ዓመት

ንቢኤ 6 ዓመት ቀጥታዊ ስራሕ ልምዲ ብሓላፍነት ዝስርሕ ይምረፅ

ፆታ አይፈልን 

Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply

መተሓሳሰቢ

  • ኣመልከቲ ዘለኩም መረዳእታ ስራሕ ልምዲ ናይ ትምህርቲ ደረጃን ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ሓደ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ብምቕራብ ካብ 17/04/2006 ክሳብ 28/04/2006 ዓ /ም ንጉሆ ካብ ሰዓት 2፡30 ክሳብ 6፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ካብ 8፡00 ክሳብ 11፡00 ምምዝጋብ ይክ እሉ

  • ምዝገባ ቦታ ሰምሃል ክሊኒክ ውርድ ኢልካ እንደርታ ዩኔን ህንፃ 2ይ ፎቅ ንተወሳኪ ሓበረታ 0344-410830/9913 ምድዋል ይከኣል  

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle