Tigray Construction Road and Transport Bureau

Description

ሲቢል ምህንድስና ብኮንስትራክሽነ ቴክኖሎጂ ማናጅመንትን ኣርባን ኢንጂነር ብነባር ስርዓተ ትምህርቲ ብ 4ተ ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ስርዓተ ትምህርቲ 3ተዓመት ዝተረከበ ቀዳማይ ዲግሪ 6ተ ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ወይ ብነባር ስርዓተ ትምህርቲ ብሲቨል ምህንድስና 5ት ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ስርዓተ ትምህርቲ 4ተዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ 4ተ አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ - ናይ ኮምፒተር ክእለት ወሳኒ እዩ

Educational Requirements

Desired Skills

Experience Requirements

How to apply

መተሐሳሳቢ ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 19/ 09/ 2006 ዓ/ም ክሳብ 26 /09/ 2006 ዓ /ም ንትከታታሊ 5ተ (ሐሙሽተ ) ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ መመዝገቢ ቦታ አብ ቢሮና 3ይ ደብሪ ቑፅሪ 198 አብ አመራርሐ ስራሕ ሓይሊ ሰብ (HRM) ብስራሕ ሰዓት አብ እዋን ምዝገባ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲ ዉልቀ መመልከቲ ሒዝካ ምቅራብ የድሊ