https://milkta.com/en/jobs/display/295
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
Position ስቪል መሃንዲስ
Posted Date ሓሙስ ጉንበት 21, 2006
Closing Date ረቡዕ ጉንበት 27, 2006
location mekelle
Jobs Identification Number 14-4-48 14-4-42 14-4-16
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 3
Description ሲቢል ምህንድስና ብኮንስትራክሽነ ቴክኖሎጂ ማናጅመንትን ኣርባን ኢንጂነር ብነባር ስርዓተ ትምህርቲ ብ 4ተ ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ስርዓተ ትምህርቲ 3ተዓመት ዝተረከበ ቀዳማይ ዲግሪ 6ተ ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ወይ ብነባር ስርዓተ ትምህርቲ ብሲቨል ምህንድስና 5ት ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ስርዓተ ትምህርቲ 4ተዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ 4ተ አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ - ናይ ኮምፒተር ክእለት ወሳኒ እዩ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply መተሐሳሳቢ ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 19/ 09/ 2006 ዓ/ም ክሳብ 26 /09/ 2006 ዓ /ም ንትከታታሊ 5ተ (ሐሙሽተ ) ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ መመዝገቢ ቦታ አብ ቢሮና 3ይ ደብሪ ቑፅሪ 198 አብ አመራርሐ ስራሕ ሓይሊ ሰብ (HRM) ብስራሕ ሰዓት አብ እዋን ምዝገባ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲ ዉልቀ መመልከቲ ሒዝካ ምቅራብ የድሊ
All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle