Tigray Bureau of Water Resource

Description

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትገራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩብቐዋሚነት ክቆፅር ወይም ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪን መሃያን ዘለኹም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባትኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቛሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ብኣካውንቲንግ፣ ብማኛጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ ቐዳማይ ዲግሪ ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 10 ዓመት ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ወይም ብኣካውንቲንግ፣ ብማኛጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ ማስተርስ ዲግሪ ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 8 ዓመት ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ናይ ዝተገለፀ ልምዲ ስራሕ ፍርቂ ወይም 50% ብሓላፊነት ዝሰርሐ/ት ናይ ስነ-ምግባር ፀገም ከምዘይብሉ መረዳእታ ምቕራብ ይግባእ

Educational Requirements

Desired Skills

Experience Requirements

How to apply

መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካብ 04-08/09/2006 ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቑፅሪ 01 መመልክቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒ ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ /ናይ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምሓእ/ሒዝኩም ክትቐርቡ ይግባእ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 12/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቐፅሪ ስልኪ 034-440-66-77 ኤክስቴሽን 228 ቒፅሪ ፋክስ 0344-441-96-37