https://milkta.com/en/jobs/display/271
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
Position ወናኒ ደ/ከ/ስ/ውሽጢ ኦዲት
Posted Date ረቡዕ ጉንበት 6, 2006
Closing Date ቀዳም ጉንበት 9, 2006
location መቐለ
Jobs Identification Number መ.ቑፅሪ 5-9-1
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትገራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩብቐዋሚነት ክቆፅር ወይም ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪን መሃያን ዘለኹም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባትኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቛሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ብኣካውንቲንግ፣ ብማኛጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ ቐዳማይ ዲግሪ ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 10 ዓመት ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ወይም ብኣካውንቲንግ፣ ብማኛጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ ማስተርስ ዲግሪ ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 8 ዓመት ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ናይ ዝተገለፀ ልምዲ ስራሕ ፍርቂ ወይም 50% ብሓላፊነት ዝሰርሐ/ት ናይ ስነ-ምግባር ፀገም ከምዘይብሉ መረዳእታ ምቕራብ ይግባእ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካብ 04-08/09/2006 ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቑፅሪ 01 መመልክቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒ ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ /ናይ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምሓእ/ሒዝኩም ክትቐርቡ ይግባእ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 12/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቐፅሪ ስልኪ 034-440-66-77 ኤክስቴሽን 228 ቒፅሪ ፋክስ 0344-441-96-37
All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle