Description
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ብታሕቲ ኣብ ዝተገለፁ/ፀ/ ክፍቲ መደብ/ባት/ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቆፅር ይደሊ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቑሓ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት
- ብኣካውንቲንግ፣ ብቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ብባንኪንግ ኢንሹራንስን፣ ብኮኦፖሬቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመነት ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 0 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply
መተሓሳሰቢ
መመዝገቢ ዕለት ካብ 21-29/08/2006 ዓ/ም
መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቑፅሪ 01
መመልክትቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋናስ ምስ ዘይምለስ ኮፒን ናይ ፅሑፍ ማመልከቻን ሒዝኩም ክትቕርቡ ይግባእ
እዋን ኮንትራት ን6 ወርሒ ኾይኑ ከም ኣድላይነቱ ዝሕደስ
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 04/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00