ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ | |
---|---|
Position | ኣካውንታት |
Posted Date | ሶኒ ሚያዝያ 27, 2006 |
Closing Date | ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2006 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ጊዝያዊ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 3 |
Description | ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ብታሕቲ ኣብ ዝተገለፁ/ፀ/ ክፍቲ መደብ/ባት/ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቆፅር ይደሊ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቑሓ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም። ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት
|
Educational Requirements | |
Desired Skills | |
Experience Requirements | |
How to apply | መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካብ 21-29/08/2006 ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቑፅሪ 01 መመልክትቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋናስ ምስ ዘይምለስ ኮፒን ናይ ፅሑፍ ማመልከቻን ሒዝኩም ክትቕርቡ ይግባእ እዋን ኮንትራት ን6 ወርሒ ኾይኑ ከም ኣድላይነቱ ዝሕደስ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 04/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 |