Description
ራክሚንት ሲስተም ሓ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ፀሓፊት (secretary) አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
Educational Requirements
10ይ ክፍሊን ልዕሊኡን
Desired Skills
መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ(ግእዝን ኢንግሊዝኛን ናይ ምፅሓፍ ክእለት ከምኡዉን ናይ ኢንተርኔት አጠቃቀማ ክእለት ዘለዎ)
Experience Requirements
0 ዓመትን ልዕሊኡን
How to apply
ናይ ምዝጋበ እዋን ካብ 12/03/2010 ዓም ክሳብ 26/03/2010 ዓም ኣብ ዘለዎ ግዘ Âአድላዮ መረዳእታ ትምህርቲ (ሰርትፍኬት) ብ email ኣድራሻና info@rackmintsys.com ምልኣኽ ከምትኽእላ ነተሓሳስብ
ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምካኑ Â ነተሓሳስብ
ኣድራሻ :መቀለ ቀዳማይ ወያነ ዕዳጋ ህንፃ
ስልኪ ቁፅሪ 0344411006