ራክሚንት ሲስተም ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
---|---|
Position | ፀሓፊት - secretary |
Posted Date | ሰሉስ ሕዳር 12, 2010 |
Closing Date | ረቡዕ ሕዳር 27, 2010 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ራክሚንት ሲስተም ሓ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ፀሓፊት (secretary) አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
Educational Requirements | 10ይ ክፍሊን ልዕሊኡን |
Desired Skills | መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ(ግእዝን ኢንግሊዝኛን ናይ ምፅሓፍ ክእለት ከምኡዉን ናይ ኢንተርኔት አጠቃቀማ ክእለት ዘለዎ) |
Experience Requirements | 0 ዓመትን ልዕሊኡን |
How to apply | ናይ ምዝጋበ እዋን ካብ 12/03/2010 ዓም ክሳብ 26/03/2010 ዓም ኣብ ዘለዎ ግዘ Âአድላዮ መረዳእታ ትምህርቲ (ሰርትፍኬት) ብ email ኣድራሻና info@rackmintsys.com ምልኣኽ ከምትኽእላ ነተሓሳስብ ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምካኑ  ነተሓሳስብ ኣድራሻ :መቀለ ቀዳማይ ወያነ ዕዳጋ ህንፃ ስልኪ ቁፅሪ 0344411006 |