Tigray High Court

Description

ላዕ /ቤት ፍርዲ ንዝተፈጠረ ፃዕቂ ስራሕ ንምምላእ ብደብ ኪኢላ ችሎት ትራንስክራቨር ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብኩንትራት ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements

1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብኮምፒተር ሳይንስ :ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ: MIS: IT ዝተመረቀ

Desired Skills

1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብኮምፒተር ሳይንስ :ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ: MIS: IT ዝተመረቀ

Experience Requirements

0 year

How to apply

ነዚ ረቀሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 19/ 01/ 2009 ዓም ክሳብ 25/ 01 /2009 ዓም ኣብ ናይ ስራሐ ሰዓት ኦርጅናል መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ አመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 7 እናመፃእኩም ንክትምዝገቡ ንሕብር