| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| Position | ኪኢላ ችሎት ትራንስክራቨር |
| Posted Date | ዓርቢ መስከረም 20, 2009 |
| Closing Date | ረቡዕ መስከረም 25, 2009 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 5 |
| Description | ላዕ /ቤት ፍርዲ ንዝተፈጠረ ፃዕቂ ስራሕ ንምምላእ ብደብ ኪኢላ ችሎት ትራንስክራቨር ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብኩንትራት ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብኮምፒተር ሳይንስ :ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ: MIS: IT ዝተመረቀ |
| Desired Skills | 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብኮምፒተር ሳይንስ :ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ: MIS: IT ዝተመረቀ |
| Experience Requirements | 0 year |
| How to apply | ነዚ ረቀሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 19/ 01/ 2009 ዓም ክሳብ 25/ 01 /2009 ዓም ኣብ ናይ ስራሐ ሰዓት ኦርጅናል መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ አመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 7 እናመፃእኩም ንክትምዝገቡ ንሕብር |