College of Science Dr. Tewelde

Description

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፁ ስራሕ መደብ በቀዋሚ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements

1ይ ዲግሪÂ መደብ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ብኣካዉንቲንግ, ብባንኪንግ ኢንሹራንስ ,ብቢዝነስ ኢዱኬሸን, ኮኦፕሬቲቭ

Desired Skills

ብቁዕ ናይ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለትን አፍልጦ ዘለዎ

ናይ ኮሚኒኬሽን ክእለት ዘለዎ ብስነ ምግባር መርኣያ ዝኮነ

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ

Experience Requirements

6 ዓመት

How to apply

መተሓሳሰቢ

  • GPA ወይ ኣጠቃላሊ ዉፅኢት ትምህርቲ 2. 5 ን ልዕሊኡን
  • ዋና ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ CVÂ መረዳእታ ሒዘኩም ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27 /10 /08 ዓም ክሳብ ዕለት 1 /11 /2008 ዓም ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ተረኪብኩም ምምዝጋብ ክምትክእሉ እናሓበርና ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምካና ንተሓሳስብ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 034 441 87 83

አድራሻ አብ ቅድሚ ሄራን ሆቴል ጥጋ ዳባ ጋብር ቤተክርስትያን

ኮሌጅ ሳይንስ ፕዕና ዶር ተወልደ ለገሰ