Tigray High Court

Description

ላዕ/ቤ/ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ች/ትራንሰክራቨር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።

ዝጠልቦ ደ/ት/ቲ ዲግሪ

ተደላይ ዓይነት ትምህርቲ

ብIT

ብ MIS

ብComputer Science

6ተ ዓመት ልዕሊኡን ብዳታ ብፀሓፊት ዝሰርሐ/ት

ምብርሂ

COC ዝምልከተኩም ዝሓለፈ ጥራሕ የወዳደር


 


 


 

Educational Requirements

Desired Skills

Experience Requirements

How to apply

ነዚ ረቋሓ ተማልኡ ምልክታ ካብ ዝወፀአሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ መረዳእታኹም ምስ ዘይምልስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 22 ክትምዝገቡ ንሕብር

ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ።