| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| Position | ች/ትራንሰክራቨር |
| Posted Date | ረቡዕ ጥሪ 28, 2006 |
| Closing Date | ዓርቢ ጥሪ 30, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | መ.መ.ቑ. 22-1.57 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ላዕ/ቤ/ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ች/ትራንሰክራቨር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ዝጠልቦ ደ/ት/ቲ ዲግሪ ተደላይ ዓይነት ትምህርቲ ብIT ብ MIS ብComputer Science 6ተ ዓመት ልዕሊኡን ብዳታ ብፀሓፊት ዝሰርሐ/ት ምብርሂ COC ዝምልከተኩም ዝሓለፈ ጥራሕ የወዳደር
|
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | ነዚ ረቋሓ ተማልኡ ምልክታ ካብ ዝወፀአሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ መረዳእታኹም ምስ ዘይምልስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 22 ክትምዝገቡ ንሕብር ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ። |