Abba Gebremichael Catholic School

Description

አባ ገሚካኤል ካቶሊክ ሙሉእ ቀደማይን ካልኣይን ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሐደ/ሓንቲ መምህር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements

ዲፕሎማÂ

Desired Skills

ብሳይንስ ት/ቲ ብዲፕሎማ ዝተመረቐት በዝሒ ሐደ ካብ 1ይ ክሳብ 6ይ ክፍሊ ከምህር ዝክእል

Experience Requirements

አፍልጦ ካብዝረከብ ቤት ትምህርቲ ብዝሰልጠኑ ሞያ ካብ 3 ዓመትን ካብኡ ንላዕሊ ዝመሃረ ከቕርብ ዝክእል

How to apply

ኣባ ገብረሚካኤል ካቶሊክ ቤት ት/ቲ

ካብ መጋቢት 14/08 ጀሚሩ ክሳብ መጋቢት 17/2008 ዓ/ም

አብ ስራሕ ሰዓት ካብ ንጉሆ 2:00 – 6:00

ዉድድር ዝካየደሉ ዕለት 19/7/2008 ዓ/ም