| ቤት ትምህርቲ ኣባ ገብረሚካኤል ካቶሊካዊት | |
|---|---|
| Position | መምህር |
| Posted Date | ሶኒ መጋቢት 12, 2008 |
| Closing Date | ቀዳም መጋቢት 17, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | አባ ገሚካኤል ካቶሊክ ሙሉእ ቀደማይን ካልኣይን ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሐደ/ሓንቲ መምህር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ዲፕሎማÂ |
| Desired Skills | ብሳይንስ ት/ቲ ብዲፕሎማ ዝተመረቐት በዝሒ ሐደ ካብ 1ይ ክሳብ 6ይ ክፍሊ ከምህር ዝክእል |
| Experience Requirements | አፍልጦ ካብዝረከብ ቤት ትምህርቲ ብዝሰልጠኑ ሞያ ካብ 3 ዓመትን ካብኡ ንላዕሊ ዝመሃረ ከቕርብ ዝክእል |
| How to apply | ኣባ ገብረሚካኤል ካቶሊክ ቤት ት/ቲ ካብ መጋቢት 14/08 ጀሚሩ ክሳብ መጋቢት 17/2008 ዓ/ም አብ ስራሕ ሰዓት ካብ ንጉሆ 2:00 – 6:00 ዉድድር ዝካየደሉ ዕለት 19/7/2008 ዓ/ም |