Latest Jobs in Tigray ብኩሎም ቋንቋታት Page 1400
ዕደጋ ኦፊሰር
Tigray Youth and Sport Bureauቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትገራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዘውፅኦ ምልክታ ዝሐሸ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ክትዋደደሩ እትደልዩ ክማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ ከም ዝስዕብ ይኸውን
ደረጃ ትምህርቲ
ዲግሪ
ተደላይ ክእለት
ብኣካዊንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቸትዚንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ንባችለር ዲግሪ /ቐዳማይ/ ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 5 ዓመት
ማስተር /2ይ / ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 3 ዓመት
መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ ይምረፅ
ጅንየር ኤሌክትርሻን
Mekelle Water Supply Officeቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ በዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቅፅር ስለዝደሊ በዚ መሰረት
ዓይነት ትምህርቲ
Electricity
Electro mechanics
ደረጃ ትምህርቲ
ኣድቫንስ ዲፕሎማ 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ
12+2 /10+2 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ
12+1 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ
መብርሂ ብቅዓት ሞያ መረጋገቂ ዝሓለፈ/ት
ሲቪል መሃንዲስ
Tigray Construction Road and Transport Bureauቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖስርትን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲረሩ ብኩንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ምልክታ ይዕድም
ተደላይ ክእለት
ብስነ-ምህንድስና ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲን
ንደቂ ኣንስትዮ 2.4 ንላእሊ ንደቂ ተባዕትዮ3.2 ነጥቢ ዘለዎ (ዝረኽበ/ት)
ገንዘብ ያዥ
Yoki plast Industry PLCድርጅታችን ዮኪ ፕላስት ንግድና ኢንዱስትሪ ኋ/የተ/የግ/ማህበር ከዚ በታች በተጠቀሰው ክፍት የሰራ መደብ ሰራተኛ ኣወዳድሮ መቅጠር ይፈልጋለ
ዲፕሎማ ብኣካውንቲንግ 1 ዓመት የስራ ልምድ
10+2 ብኣካውንቲንግ 2 ዓመት የስራ ልምድ
10+1 ብኣካውንቲንግ 2ዓመት የስራ ልምድ
ልዩ ችሎታ
ኮምፒተር
ኣካውንታት ደረጃ 4
Tigray Water Works Enterpriseኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ
ብኣካውንቲንግ / ተመሳሳሊ ሙያ
ቢድግር 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ
ዲፕሎማ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ
ሳይት ሎጂስቲክስ
Tigray Water Works Enterpriseኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ
ብኣካውንቲንግ/ማናጅመንት ተመሳሳሊ ሙያ
ዲፕሎማ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሰርቲፊኬት2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብቅዓት መረጋገፂ /ሲ.ኦ.ሲ/ ዝሓለፈ
ኪኢላ ትልምን ሪፖርትን
Tigray Water Works Enterpriseኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ
ኢኮኖሚክስ/ ሶሽዮሎጂ ኢኮኖሚክስ/ ሕርሻ ኢኮኖሚክስ/ስታስቲክስ/ርጅናል ፕላኒንግ/ማርኬቲንግ/ ተመሳሳሊ ሙያ
ቢ.ኤስ.ሲ ዲግሪ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ኤም.ኤስ.ሲ ዲግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ሲነር ኦዲተር
Tigray Labor and Social Affairs Bureauቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛ ብዝውውር ቁፃር
መደብ ብዝሓቶ መሰመር ሙያ 1ይ ዲግሪ ወይም ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ብብርኪ ዝተመረቐ/ት 7 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
ካልኣይ ዲግሪ /ማስተር/ 5 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካሊእ ናይ ኮምፒተር ክእለት አለዎ/ዋ፣ ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ
በዓል ሞያ ኤሌክትሮኒክስ ምምሕዳር ፅገና ቴሓር
Tigray Labor and Social Affairs Bureauዓ.ትምህርቲ ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢነፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮምፒተር ኢንጅነሪንግ፣ ሶፍትዌር ኢንጅነሪንግ፣ ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ስይስተም
ተደላይይ ክእለት
1ይ ዲግሪ 4+ ዓመት ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ በቲ ሞያ ዝሰርሐ/ት፣ ፅቡቅ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ፣ ንለውጢ ቁሩብ ዝኮነ/ት
ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊሰር
Tigray Labor and Social Affairs Bureauንውሽጢ ስራሕተኛታት ዝወፀ ዕብየት ብርኪ
-
ንቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ክ/ትግራይ
-
ንዞባ መቐለ ሰ/ማ/ጉዳይ
-
ንኩለን ወረዳታት ሰ/ማ/ጉዳይ ቤት ፅሕፈት
ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ መደብ ሰራሕኛታት ኣወዳዲሩ ውሽጢ ዕብየት ብርኪ ክህብ ይደሊ።
ዓይነት ትምህርቲ
ብሴክሪታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት
ብኮምፒተር ሳይንስ /ኣይ.ቲ/ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ
ተደላይ ክእለት
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሰራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይ ብብርኪ III 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ሰራሕ ልመዲ
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይ ብብርኪ III 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ሰራሕ ልመዲ