Tigray Water Works Enterprise

Description

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ

 

ብኣካውንቲንግ / ተመሳሳሊ ሙያ

ቢድግር 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ

ዲፕሎማ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ

Educational Requirements

Desired Skills

Experience Requirements

How to apply

ናይ ምዝገባ ጊዜ ካብ 12/05/2206 ክሳብ 19/05/2006

ናይ ምዝገባ ቦታ ኢንትርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ክልል ትግራይ

ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት

ተወዳደርቲ መረዳእታ ትምህርቲ ኦርጅናል ምስ ፎቶኮፒ ሒዝኩም ኣብ ኪኢላ ትልምን ምውፋር ሓ/ሰብ ቀረብን ክትምዝገቡ ትክእሉ።