ኪኢላ ዕደጋ
Tigray Plan and Economic Development Bureau ቢሮ ትልሚን ፋይናንስ ኣብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ኪኢላ ዕደጋ ሓበሬታብ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ኪኢላ ስታስቲካል መፅናዕቲ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መመዘኒ ሮቛሒ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም። ትምህርቲ ደረጃ ቀዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐብሊክ ፕሮክሩመንት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ብኮኦፖረቲቭ ቀደማ ዲግሪ 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካልኣይ ዲግሪ 5+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ
Read More ኪኢላ ስታስቲካዊ ሓበሬታ ፖሊሲ መፅናዕቲ
Tigray Plan and Economic Development Bureau ቢሮ ትልሚን ፋይናንስ ኣብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ፖሊሲ መፅናዕትን ሓበሬታብ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ኪኢላ ስታስቲካል መፅናዕቲ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መመዘኒ ሮቛሒ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም። ትምህርቲ ደረጃ ብስታስቲክስ፣ ኢኮኖሚከስ፣ ሕርሻ፣ ዲቨሎፕመንት ስታዲስ፣ጂኦግራፊን ኢንቫይሮመንታል ስታዲን፣ ማናጅመንት እኩል ናይ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን ፓኬጅን ንቀዳማይ ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልመዲ ንማስተርስ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልመዲ
Read More ዋርድያ
Tigray Leadership Institute ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም 4ይ ክፍሉ ዝወደኣ 2+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ 5ይ ክፍሊ ዝወደኣ 0ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኮይኑ ዕጡቅ ዝኮነ ቅድሚያ ይወሃቦ
Read More ጥረዛ ሰራሕተኛ
Tigray Leadership Institute ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኤኬልትሮኒክስ ተመሳሳሊ ዝተመረቐ/ት 12+ ወይ 10+ ክፍሊ ዝወደኣ 6 ዓማት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ወይ 10+1 ወይ ብብርኪ ሓደ ዝተመረቐ 4 ዓመት ስራሕ ልምደዲ ዘለዎ ወይ ብ10+2 ወይ ብብርኪ ክልተ ዝትመረቐ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ወይ ብ10+3 ወይ ብብርኪ ሰለስተ ዝተመረቐ 1 ዓመት ልምዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ
Read More ጥረዛ ሰራሕተኛ
Tigray Leadership Institute ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኤኬልትሮኒክስ ተመሳሳሊ ዝተመረቐ/ት 12+ ወይ 10+ ክፍሊ ዝወደኣ 6 ዓማት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ወይ 10+1 ወይ ብብርኪ ሓደ ዝተመረቐ 4 ዓመት ስራሕ ልምደዲ ዘለዎ ወይ ብ10+2 ወይ ብብርኪ ክልተ ዝትመረቐ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ወይ ብ10+3 ወይ ብብርኪ ሰለስተ ዝተመረቐ 1 ዓመት ልምዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ
Read More ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊሰር
Tigray Leadership Institute ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግሪ 5 ዓመት ወይ 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ዋ
Read More ኣካውንታንት
Tigray Leadership Institute ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ዋ መደረታዊ ናይ መንግስቲ ምሕደራ ፍልጠት ዘለዎ/ዋ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግር ወይ ብብርኪ V ዝተመረቐ 6 ዓመት ወይ 2ይ ዲግሪ 4 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ
Read More በዓልሞያ ብኤሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ምምሕዳር ቴሓር
Tigray Leadership Institute ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ተደላይ ክእለትን ደረጃ ትምህርቲን ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኤም.ኣይ.ኤስ፣ ሶፍተዌር ኢንጅነሪንግ ተመሳሳይ ብ5+ ዓመት ወይ 4+ ዓመት ወይ ብ3+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ወይ ብብርኪ V ዝተመረቐ ኮይኑ ኣብ ብርኪ V ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
Read More በዓል ሞያ ፅገና ኣይ-ሲ-ቲ
College of Science Dr. Tewelde ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ት/ቲ ደረጃን ስራሕ ልምዲን 1ይ ዲግሪ ብ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ ዘለዎ/ዋ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ 6+ ዓመት ስራሕ ተዛማዲ ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
Read More ገንዝብ ተሓዚት
Tigray Labor and Social Affairs Bureau ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ዓይነት ትምህርቲ ብኣካውንቲንግ ፐርቸይዚንግ ማናጅመንት ቋሚ ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ካብ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐት 4+ ዓመት ስራሕ በቲ ሙያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ
Read More