ኪኢላ ዕደጋ

Tigray Plan and Economic Development Bureau
Description

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስ ኣብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ኪኢላ ዕደጋ ሓበሬታብ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ኪኢላ ስታስቲካል መፅናዕቲ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መመዘኒ ሮቛሒ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም።

 

 

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን

ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐብሊክ ፕሮክሩመንት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ብኮኦፖረቲቭ

ቀደማ ዲግሪ 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ካልኣይ ዲግሪ 5+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ

Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply

መተሓሳሰቢ

ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መመዘኒ ሮቓሒ ተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና

  1. ተወዳደርቲ ዘለዎም ይምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምልስ ኮፒን ከቕርቡ ብተወሳኪ ብቕዓት መረጋገፂ ሲኦሲ ዝምልክተኩም ክተቕርቡ ይግባእ

  2. ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ት/ፋይናንስን ቁፅሪ 1-11

  3. ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 12/06/2006 ክሳብ 20/06/2006 ዓም

  4. ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ዝልጠፍ እዩ

Share this Post:
Backs