ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት
- ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን በቲ ስራሕ ዝተመዝገበን ፣መለለዩ ቁፅሪ ዘለዎ፣ መቅረባይነቱ ዘሐደሰን
- ተመዝጋቢ ቫት ዝኮነን ፀብፃብ ከቅርብ ዝክእልን
- ጨረታ ዝፀንሐሉ ካብ 23 ጥቅምቲ 2008 ዓም ክሳብ 8 ሕዳር 2008 ዓም ይከዉን
- ጨረታ ዝዕፀወሉ 8 ሕዳር 2008 ዓም ንጉሆ ሰዓት 4 ፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ 8 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 30 ባዕሎም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይከዉን
- መክበሪ ጨረታ 5,000 ብጥረገንዘብ ወይድማ ብ ሲፒኦ ከተሕዝ ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ መሸጢ 50 ቅርሺ ኮይኑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ምዉሳድ ይከኣል
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0346640172 ወይድማ 0344640209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል