የትግራይ ተራድኦ ማህበር

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ(ማረት) ንዝተፈላለዩ ግልጋለተ ዝዉዕሉ ታፒሴራ ናይ ማካይነ ወንበር መሸፈኒ ንምዕዳግ ስለዝደለየ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉተዘርዚሩብዘሎመሰረትክወዳደሩዝክእሉምኮኖምንሕብር::

 

1 ናይ 2007 ዓ/ምዝተሐደሰንግዲፍቃድዘለዎምተጫራቲካብቢሮቁፅሪ 613 / 30.00 / ቅረሺከፊሎምናይጨረታዶክመንትክወስዱይክእሉ::

 

2 ተጫረቲቫትዝተመዝገብሉናይቫትሴርቲፍኬትንናይወርሓዊ ዲክለርናይታክሲከፋልነት ቲንዝተመዝገበኩምምካንኩምመረጋገፂክተቅርቡይግባዕፎቶኮፒንኦርጅናልንከቅርቡአለዎም::

 

3 ተጫረቲካብዘቅረብዎጠቅላላዋጋ 2% /ክለተካብሚኢቲ/ ናይጨረታውሕስናመከበሪቢድቦን ድሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸ ስፒኦጥራሕከትሕዙአለዎምጥረገነዘብምትሓዝአይፍቀድን::

 

4 ተጫረቲዝጫረትሉሰነድብዝተአሸገፖስታእዚጨረታምልክታካብዝወፅሉዕለትጀሚሩክሳብ 04/09/2007 ዓ/ምሰዓትሓሙሸት /5:00 / ናብማረትቤትፅሕፈትኩሉጊዜአብስራሕሰዓትእናመፁ ሰነድጨረታኦምኸቅርቡይክእሉ::

 

5  ጨረታዝክፈተሉዕለት 04/09/2007 ዓ/ምሰዓት 9:00 አብማረትቤትፅሕፈትተጫረቲወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም አብዝርከብሉእዩ::

 

ኣብ ጨረታ ዘሸነፈ መቅረባይ እቲ ኣቅሓ ንምቅራብ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 25 ማዓልቲ ዉሽጢ እቲ ንብረት ኣታዊ ክግበር አለዎ::

 

7 ሕድሕድገፅማሕተምዕለትክሕልዎአለዎከምኡድማናይጨረታሰነድዝተማልዕዎ ዋጋስርዝድል ዝዘለዎእንተኮይኑተቀባልነትየብሉን::

 

8 ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል(Specification) ምስራዝአይካአልን::