ምልክታ ጨረታ
ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ንማእኸሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቕሑት መሰረት ብምግባር::
1 ናይ መኪና ስፔር ፓርት - C.P.O 3000 ብር
2 ናይ ኬሚካላት ፀረ ባልዕ መድሓንታት - C.P.O 2000 ብር
3 ናይ ምርምር ኣቁሑት - C.P.O 1500 ብር
4 ናይ ኣናእሽተን መሳርሒ - C.P.O 1000 ብር
5 ባህር ዛፍ - C.P.O 1000 ብር
7 ሓሸዋን እምኒንን - C.P.O 1000ብር
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ
-
በቢ ዘርፉ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ::
-
ናይ መቅረባይንት ካርዲ ዘለዎ::
-
ልዕሊ 100000 ዝኾነ ጨረታ ናይ ቫት ሰርትፍኬት ዘለዎ::
-
ቲን ነምበር ዘሎዎ::
-
ናይ ታህሳስ 2007 ዓ/ም ዲክላሬሽን ኮፒ ክቅርብ ዝክእል:;
-
ናይ ጨረታ መክበሪ ብስም ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ብጥረ ገንዘብ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ አለዎም::
-
ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 20 ብምኽፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 28/ 05 /07 ጀሚሩ ክሳብ 12/ 06 /07 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብ ማእኽል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል::
-
እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 12/ 06 /07 ልክዕ ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክሎምቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ይኽፈት::
ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኸን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሐበሬታ ስለኪ ቁፅሪ 0347740546