ክማላኡ ዝግቦኦም ረቋሕታት
-
ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎም በቲ ዘርፊ ተመዝጋቢ ዝኮነን ዘይምለስ ብር 20.00 ከፊሎም ካብ ከተማ መኾኒ ዝርከብ ናይ ደደቢት ማይክሮ ፋይናን ህንፃ 5ይ ደብሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈታት ማረት መተሓባበሪ ወረዳ ራ/ዓዘቦ ናይ ጨረታ ዶክመንት ክትወስዲ ይኽእሉ
-
በቲ ሓዱሽ መቐረባይነት ዝተመዝገበ ክኸውን ይግባእ
-
ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሰርትፊኬት ፎቶ ኮፒ ኦሪጅናልን ሒዞም ክቕርቡ ኣለዎም።
-
ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 01/06/2006 ዓ/ም ክሳብ 16/06/2006 ዓ/ምይከውን
-
ጨረታ ዝዕፅወሉ ዕለት 16/06/2006 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ደማ ዕለት 16/06/2006 ዓ/ም ኮይኑ ንጉሆ ሰዓት 4 ኮይኑ
-
ዝክፈተሉ ደማ ዕለት 16/06/2006 ዓ/ም ኮይኑ ንጉሆ ሰዓት 4፡30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማረት መተሓባበሪ ከተማ መኾኒ ይኽፈት።
-
ተጫረቲ ካብ ዘቕቡዎ ጠቕላላ ዋጋ 10% ናይ ጨረታ ውዕሊ መኽበሪ ሕጋውነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ኢንሹራንስ ቦንድ ጥራሕ ክትሕዘ ኣለዎም።
-
ኣብ ጨረታ ግዜ ኦርጆናልን ኮፒ ኸቅርበ ዘኽእልን ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ዝኽእል
-
እቲ ሰዓራይ ዝሰዓረ ምኳኑ ምስ ተነገሮ ኣብ 5+ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝእል ክኸውን ይግባእ
-
ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝኽእል ምኻኑ
ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።