ወገን ንወገን ተራድኦ ማሕበር

ናይ ጨረታ  ምልክታ     HUMAN  TO HUMAN  AID PROGRAM
 ወገን ንወገን ተራድኦ  ማሕበር  ናይ ኮምፒዩተር  ዕዳጋ  ከካይድ  ስለዝደለየ ካብዚ  ንታሕቲ  ዝተዘርዘሩ  ሮቆሓታት  እተማልኡ  ኣቅረብቲ  ንክትወዳደሩ  ንዕድም::
    
1 ናይ መቅረብቲ  ሕጋዊ  ፍቃድ  ዘለኩም ::
2  ናይ 2006 ዓ/ም  ንግዲ ፍቓድ  ዘሸደሰኩምን  ግብሪ  ዝኸፈልኩምን ::
3  ተ .እ .ታ /VAT/   ከፈልቲ   ዝኾንኩም  ናይ  ዝሐለፈ ወርሒ  ናይ  ተ.እ.ታ  ረፖርት   ክተቕርቡ   እትኽአሉን
4 ተጫረቲ  ናይ ጨረታ  ሰነድ ብዘይመለስ    ብር  30.00 ሰላሳ  ብር  ጥራሕ   ብምዕዳግ  እዚ ምልክታ  ካብ ዝወፀሉ ዕለት  ጀሚሩ ኣብ ተኸታተልቲ  10  መዓልቲ  ዉሽጢ   መሊእኩም ኣብ ቑፅሪ  8   ክተቕርቡ  እትኽእሉ::
5  ናይ ጨረታ  መክበሪ  ብር  2000.00 /ክልተ  ሽሕ  ብር  ጥራሕ  /ብዝተረጋገፀ  ናይ ባንኪ  ዉሕስና  ወይ ድማ  CPO   ክትቅርቡ  እትክእሉ::
6  እቲ  ንብረት  ዉዕል  ካብ  ዝተአሰረሉ  ዕለት  ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ  10 ተኸታተልቲ  መዓልታት  ሙሉእ  ብሙሉእ  ክተቕርቡ   እትክእሉ::
7   ተመሊኡ  ዝቐርብ ጨረታ ሰነድ  ስርዝ  ድልዝ  ዘይብሉን  ብቤት  ፅ/ትና  ብዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድን  ክኽዉን  አለዎ::
8  ናይ ጨረታ  ሰነድ ዋናን  ቅዳሕን  በበይኑ ብዝተዓሸገ ፖስታ  ከቕርብ አለዎ::
9  ናይ ጨረታ ሳንዱቅ  ዕለት  03/ 04 /2007 ዓ/ም  ንጉሆ  ሰዓት  3:30  ተዓሺጉ  በዚ ዕለት  ንጉሆ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ  ኣብ ቢሮ ቑፅሪ  8  ይኽፈት::
10  ቤት ፅ/ትና  ዝሐሸ መማረፂ  እንተረኺቡ  እቲ ጨረታ ብኽፋል  ወይ ድማ  ብሙሉእ ናይ  ምስራዝ መሰሉ  ዝተሐለወ  እዩ::

                                ወገን  ንወገን ተራድኦ ማሕበር