የመቕለ ከተማ መጠጥ ዉሃ ኣቅርቦት

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 9/2017 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መካይን ላሻጆ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ.ቑዓይነት ንብረት መኪናመዐቀኒብዝሒነ/ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ባይክስ 25(Becx-25)ብቑፅሪ2 ጀነሬተር ዘለዎ ክኸውን ኣለዎ
2ፎርድ ሓደ ጋቢናብቑፅሪ2
3ፎርድ ኸልተ ጋቢናብቑዕሪ2
4ትዮታ ሓደ ጋቢናብቑፅሪ| 2
5ትዮታ ኸልተ ጋቢናብቑፅሪ1
6ሲኖ ትራክ ናይ ማይ ቦቲብቑዕሪ|4
7ብሸፍቱ ባስብቑፅሪ1
8ኣስትራ ናይ ረሳሕ ፈሳሲ ቦጥብቑፅሪ|2
9ባክ ሎደርብቑፅሪ| 1
10ክሬን ማሽንብቑፅሪ1
11ካማ ኣይሱዚብቑዕሪ1
12ማዝዳ ኸልተ ጋቢናብቑፅሪ| 1
13ታታ ኣብቶቡስ (ባስብቑፅሪ2
14ዜድ ኤን ኤ ሪች ኸልተ ጋቢናብቑፅሪ| 2
15ሎጎ ናይ ረሳሕ ፈሳሲ ቦጥብቑፅሪ|3
16ኒሳን ናይ ረሳሕ ፈሳሲ ቦጥብቑፅሪ1
ጠቅላላ ድምር28

➢ NB እስካብ ሰነ 30/2016ዓ.ም ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል

➢ እቲ ናይ መኪና መሕፀቢ ቦታ ስታንዳርዱ ዝሓለወ ዘለዎ

➢ ክፍሊት ብዝምልከት እቲ ናይ ላቫጆ ስራሕ ብትክክል ዝተሰርሓ ምዃኑ ብናይ ቤት ፅሕፈትና ተጠቐምቲ ምስተረጋገፀ ብዝሰርሕዎ በዝሒ ተሓሲቡ ኣብ ዝሓተቶ ይኽፈል

NB እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 21/1/2017 ዓ.ም ክሳብ 23/1/2017ዓ/ም ሰዕፋንምምርን

ኣድራሻ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335