ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ኋላ/የተወ/የግ/ማህበር

ዕለት 25/11/2016 ዓ.ም

ፕሮፎርማ

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ናይ 2016 በጀት ዓመት ኣፈፃፅማ ስራሕቱ ብናይ ደገ ኦዲተር/ Extemal Auditor/ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ ብናይ ዓርሶም ፎርማት ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ኦዲት ዝግበሩ ስራሕቲ

1. CPV-05 box

2. CRV -01box

3. JV-02 box

4. Sales

    4.1 Credit and cash sales 01 box

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግብኦም:-

1. ናይ ደገ ኦደተርነት External Audit) ስራሕቲ ንምስራሕ ፍቃድ ዘለዎ ትካል::

2. ዝተሓደሰ ናይ 2015 ዓ.ም ናይ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎ::

3. ቫት AT ተመዝገብቲ ዝኾንኩም::

4. ኣብ ማኒፋክቸሪንግ እንተናኣሰ ናይ 3ተ ትካላት ኦዲት ዝገበረ ምዃኑ መረጋገፂ ከቅርብ ዝኸእል

5. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 25/11/2016ዓ.ም ክሳብ 01/12/2016 ዓ.ም ምኻኑ::

6. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/12/2016ዓ.ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ድማ ሰዓት 4:00 ምዃኑ እናፍለጥና እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ኣብ ትካልና ኣብ ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ትገብሩ ይግባእ::

7. ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እቲ ፕሮፎርማ ንምኸፋት ኣይተዓናቐፍን:: 8 ትካልና ነቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

9. ኣድራሻና ኣብ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ጥቓ ነዳዲ መዐደሊ ንዉሽጢ እትዉ ኢልኻ ንርከብ

10. ጨረታ ዝኣትወሉ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኮይኑ ካብ ዕለት 25/11/2016 ዓ.ም ክሳብ 01/12/2016 ዓ.ምይኸዉን ::

11. እቲ ጨረታ ዝኸፈተሉ እዋን ካብ ስራሕ ሰዓት ወፃኢ እንተዊዒሉ ቐፂሉ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ንተወሳኪ ሓበሬታ (0914729036/0914727888)