1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝሐተደሰ ንግዲፍቃድ : ቲን ናምብር ማለት እዉን ቁፅሪ ከፈላይነት ግብሪ : ሰርተፊኬት መቅረባይነት : ኣብ ተወሳኪ አሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ዝሐለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ሒሳብ ዝከፈልክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር መረዳእታ ካብ ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ካብ 3/7/2016 ዓም ክሳብ 13/7/2016 ዓም ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈልኩም ንክልቲኦም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ ንሕብር
3 ናይ ጨረታ መከበሪ ፋልሲ ጣቢያ ኣዝርትን : ናይ መጋራጃ ጨርቂ : ንናይ ሐለዋ ግልጋሎትን 15000 / ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ / ከቅርብ ዝክእል : ንናይ መከላከሊ ሓዊ ባርዕ ክዳዉንቲን ድማ 30000 / ሰላሳ ሽሕ ቅርሺ / ከትሕዝ ዝክእል ክከዉን አለዎ
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ማለት እዉን 13/7/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት
5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ዝተዓሸገ ፖስታ ክተቅርቡ አለኵም
6 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ
7 ኣድራሻ ኣብ ዋና ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ዕደጋ ንብረትን
7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914747482 / 0914414232 / 0914767875
8 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉን ዝዕፀወሉን ባዕል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ዝክፈትይከዉን
9 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እነተሊዎ ተቀባለነት የብሉን
10 ቤት ዕዩና 20 ሚእተዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ