1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ
2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ካብ ዕለት 23 /2/2016 ዓም ክሳብ 3 /3/2016 ዓም ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእል
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 3/3/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ በዓሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ
4 ሐደ ተወዳዳሪ ኣብ ክክልና መንግስታዊ ቤት ዕዩታትን ኣብ ቤት ፅሕፈትና ሰዓራይ ኮይኑ ኣብ ምስራሕ ዝርከብ ተወዳዳራይ እቲ ዝሐዞ ስራሕ ወይድማ ፕሮጀክት 80 ሚእታዊ ልዕሊኡን ምብፅሑ ካብ ዝምልከቶ ኣካልመረጋገፂ ከቅርብ ዝእክል
5 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ኣድራሻ ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቀለ 03 ቀበሌ ምምሕዳር ዓይደር ትሕቲኡ
ንተወሳኪ ሕበሬታ 0344407335 0914755845