1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲን፣ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን፤
3 ናይ ወርሒ ሕዳርታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን፤
4 ሰነድ ጨረታ ኩሉግዜ ኣብ ዘሎ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይትን ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋ/ ምም/ ር ንብረትን 2ይ ደብሪ እናመፃእኩም ምውሳድ ትክእሉ ፤
5 ካብ ዝሰዓሮ2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ዝከፍልን ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ንብረት ዘቅርብን
6 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተገለፀ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤
7 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብስፒኦ ዘትሕዝ ኮይኑ፣ ኤሌከትሪክ 2500፣ ን ኣይሲትን ተዛመድትን ኣቅሑትን 2000፣ ንመሳርሒ ህንፃ 5000፣ መሳርሒ ፅሕፈት 2000፣ መሳርሒ ፅሬት 2500 ፣ ንፅሬት 500፣ ንስፖርት 2000፣ ንሕትመት 1500፣ ንመለዋወጢ ኣቅሑ መካይን 500፣ ከትሕዝ ዝክእል
8 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤
9 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ይክፈት፤ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ካብ ምክፋት ዓዲ ኣይውዕልን፤
10 እቲ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 13/05/2012ዓ/ም ክሳብ 03/06/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ተጫረቲ ሓደ ወናን ሙሉእ ጨረታ ሰነድን ሓደ ቅዳሕ በበይኖም ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም
11 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 02 20