ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲን፣ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን፤

3 ናይ ወርሒ ሕዳርታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን፤

4 ሰነድ ጨረታ ኩሉግዜ  ኣብ ዘሎ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይትን ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ  ከ/ ስ/ ዕ/ ፋ/ ምም/ ር ንብረትን 2ይ ደብሪ እናመፃእኩም ምውሳድ ትክእሉ ፤

5 ካብ ዝሰዓሮ2  ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ዝከፍልን ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ንብረት ዘቅርብን

6 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተገለፀ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ  ኣትሒዙ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

7 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብስፒኦ ዘትሕዝ ኮይኑ፣ ኤሌከትሪክ 2500፣ ን ኣይሲትን ተዛመድትን ኣቅሑትን 2000፣ ንመሳርሒ ህንፃ 5000፣ መሳርሒ ፅሕፈት 2000፣ መሳርሒ ፅሬት 2500 ፣ ንፅሬት 500፣ ንስፖርት 2000፣ ንሕትመት 1500፣ ንመለዋወጢ ኣቅሑ መካይን 500፣  ከትሕዝ ዝክእል

8 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

9 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ይክፈት፤ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ካብ ምክፋት ዓዲ ኣይውዕልን፤

10 እቲ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 13/05/2012ዓ/ም ክሳብ 03/06/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ተጫረቲ ሓደ ወናን ሙሉእ ጨረታ ሰነድን ሓደ ቅዳሕ በበይኖም ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም

11 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን  ወልቃይት  ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 44 43 02 20