ጁኔር (መካከለኛ ) ኦዲተር

ማሕበር ልምዓት ትግራይ
መብርሂ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

በአካዉንቲንግ ወይ ተመሳሳሊ ዓይነት ትምህርቲ ዲግሪ ዘለዎ /ዋ

ተደላይይ ክእለት

ክእለት ፒችትሪ አካዉንቲንግÂ Â

መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር

ልምዲ ስራሕ

6 ዓመት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

መተሓሳሰቢ

ነዚ ረቋሒ እተማልኡ መረዳእታ ትምህርትኩምን ስራሐን ብምሓዝ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ምስ ምስ CV ብምትሕሓዝ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ መዓልትታት ጀሚሩ ዘሎ 10 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቢሮ ምምሕዳርሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 410 ብምምፃእ ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ስቁ 0344409923

Share this Post:
ድሕሪት