https://milkta.com/ti/jobs/display/989
ማሕበር ልምዓት ትግራይ
መፀውዒ መደብ ጁኔር (መካከለኛ ) ኦዲተር
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 7, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 15, 2008
ቦታ መቐለ ዋና መ/ቤት
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ XIII
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

በአካዉንቲንግ ወይ ተመሳሳሊ ዓይነት ትምህርቲ ዲግሪ ዘለዎ /ዋ

ተደላይይ ክእለት

ክእለት ፒችትሪ አካዉንቲንግÂ Â

መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር

ልምዲ ስራሕ

6 ዓመት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

መተሓሳሰቢ

ነዚ ረቋሒ እተማልኡ መረዳእታ ትምህርትኩምን ስራሐን ብምሓዝ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ምስ ምስ CV ብምትሕሓዝ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ መዓልትታት ጀሚሩ ዘሎ 10 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቢሮ ምምሕዳርሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 410 ብምምፃእ ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ስቁ 0344409923

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle