ሒሳብን በጀትን ዋና ክፍሊ ሓላፊ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብዕብየት ብዝዉዉርን ብቁፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሰዓብ ከማልእ ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ቢኤ /ኤምኤ አካዉንቲንግ

ተደላይይ ክእለት

ቢኤ /ኤምኤ አካዉንቲንግ

ልምዲ ስራሕ

ቢኤ 6 ዓመት

ኤምኤ 4 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ስለዚ ኣብ ላዕሊ ዝተቀመጠ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቀሒ እተማልኡ አመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን መረዳእታኩም ብምሓዝ ናብ ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሴኔል ክፍሊ ቁፅሪ 4 ቀሪብኩም ንክትምዝገቡ ንሕብር

መተሓሳሰቢ

ናይ ሞያ ብቅዓት መረጋገፂ (ሲኦሲ) መረዳእታ ዝምልከት በቲ መምርሒ መሰረት ክቀርብ አለዎ ብተወሳኪ እቲ ዝወፀ ምልክታ በቲ ሞያ መሰረት ዝሰረሐ ክከዉን አለዎ

Share this Post:
ድሕሪት