| ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሒሳብን በጀትን ዋና ክፍሊ ሓላፊ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ መጋቢት 7, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ መጋቢት 12, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብዕብየት ብዝዉዉርን ብቁፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሰዓብ ከማልእ ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቢኤ /ኤምኤ አካዉንቲንግ |
| ተደላይይ ክእለት | ቢኤ /ኤምኤ አካዉንቲንግ |
| ልምዲ ስራሕ | ቢኤ 6 ዓመት ኤምኤ 4 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ስለዚ ኣብ ላዕሊ ዝተቀመጠ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቀሒ እተማልኡ አመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን መረዳእታኩም ብምሓዝ ናብ ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሴኔል ክፍሊ ቁፅሪ 4 ቀሪብኩም ንክትምዝገቡ ንሕብር መተሓሳሰቢ ናይ ሞያ ብቅዓት መረጋገፂ (ሲኦሲ) መረዳእታ ዝምልከት በቲ መምርሒ መሰረት ክቀርብ አለዎ ብተወሳኪ እቲ ዝወፀ ምልክታ በቲ ሞያ መሰረት ዝሰረሐ ክከዉን አለዎ |